Clubhouse logo

ንመሃር (ወዲ ማሕታ)

@wedimahta

1.5K

friends

Pro justice, peace and development 🇪🇷🇨🇦 📌ድምጺ ህዝቢ ኤርትራ ይሰማዕ📌 📌መሰላት ኤርትራዊ: ኣብ ኤርትራ ይከበር📌 ድሕር በል ጠላም: ድሕር በል ተበላጺ:: ብዋጋ ኣዕጽምትን ደምን ንጹሃት ደቃ ህያው ዝኮነት ሃገርን ከቢድ ዋጋ ዝተከፍሎ ህዝብን: ብጠላማት: ቀተልትን ሰረቅትን ጉጅለ ይሁዳ ኢሰያስ ክብደል ሱቅ ኣይብልን:: እምቢ✊🏾 ድምጸይ ድምጺ ናይቶም ብሓይሊ ብረት ኣብ ፈቆዶ እስርቤታት ተዓፊኖም ዘለው ዜጋታትን: መሰሉ ተነፊግዎ ዘሎ ህዝብናን ኢዩ::ጉጅለ ኢሰያስ:ህዝቢ ኤርትራ ደቁ ገቢሩ ዝሃቦም ሓላፍነት ብምጥላም: ንልዑላዊ ስልጣን ህዝቢ መንዚዖም: ንህዝብና መሰላቱ ነፊጎም ንስደት ኣዳሪጎም : ሃገርና የዕንውዋ ምህላዎም ኢዩ:: 👊👊👊👊👊👊👊👊👊👊✌️✌️ ኣብ ዝተፈላለያ መራከቢ ብዝሓን ካብ ዘቅረብኩዎ ዘተን ትንታነታትን 👇🏿👇🏿👇🏿🔥🔥🔥👇🏿👇🏿👇🏿 ´እዚ ተጀሚሩ ዘሎ ርክብ ዶ/ር ኣቢን ኢሰያስን ውሑስ ዝምድና ዘምጽእ ኣይኮነን' ሓምለ 05, 2018 https://youtu.be/hvd4_DRm8LQ 'ተቃወምትን ደገፍትን: ናይ ምዝርራብ ባህሊ ከነጥሪ ኣለና' ታሕሳስ 05, 2019 https://youtu.be/-TsKqyNnHwE 'ኣብ መንጎና ዝፍጠሩ ሕንፍሽፍሻት: መበገሲኦም ካበይ ምካኖም ክንፈልጥ ይግባእ' ታሕሳስ 22, 2019 https://youtu.be/USf9nqHPQiw "ኣቃልቦና : ናብቲ ብግብሪ ሃገር ዘፍርስ ዘሎ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ይኩን" ጥሪ 05, 2020 https://youtu.be/nKFqxK6pMzE 'ንባዕዳውያን ገዛእቲ ብመስተንክር ዝሰዓረ ህዝቢ: ናተይ ኢሉ ብዝኣመኖ ከዳዕ ክሃልቅ ናይ ሞት ሞት ኢዩ' ጥሪ 18, 2020 https://youtu.be/a2PWr1T8gTQ "ኣብ ኤርትራ: ናይ ደቂ ሕድርትና መንግስቲ'ዩ ዘሎ" ሚያዝያ 05, 2020 https://youtu.be/-ZCq87qZlLg "ድሕሪ ሞት ኢሰያስ ዝስዕብ እንታይ ክከውን ኢዩ?' ሚያዝያ 26, 2020 https://youtu.be/Kq67ewVCcSE "ነቲ ኣብ ትግራይ: ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ስደተኛታትን ትግራዎትን ዝግበር ዘሎ ግፍዒ: ኩልና ክንኩንኖ ይግባእ" ታሕሳስ 24, 2020 https://youtu.be/3T-zQil82WU "ሕጂውን ቀዳምነታትና ንፍለጥ" ሓምለ 03, 2021 https://youtu.be/Wm8LovsaRIs "ይኣክል!" መጋቢት 8, 2018 https://youtu.be/forYySWYdFQ እንደገና ኣብ ግዜ "እከለ ከ ደሃይ ዶ ኣለዎ/ዋ?" ኣቲና ኣለና:: ጽንሕ ኢልካ ከኣ መርድእ ኣሎ:: 👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿📌📌👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿👇🏿 ንኢሰያስ ኣፈወርቂ : ነዛ ከተልምዓ ዝቀልልን ሁርኩት ህዝቢ ዝተዓደለትን ሃገርና ኤርትራ ብግቡእ ክመርሕ ዘይከኣለ: ሰነፍን ፍሹልን ሊቀ ሰይጣውንቲ ኢለ ምግላጸይ ዘሕምሞ ሰብ ሃገራዊ ዘይኮነ ስሚዒታዊ ኢዩ:: 👆🏽👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿👆🏿 🔥🔥🔥🔥🔥🔥 ስቅታና ስቃይ ህዝብና ! 📌📌📌🔥🔥🔥📌📌📌 ኣነ ኣድናቅን : ተጣባቂን ልዕልና/ግዝኣተ ሕጊ /rule of law/ ንሰላምን: ምዕባለን ሃገር ኢየ:: ብዛዕባ እዚ ክፈልጥ ዝደሊ: ነዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ጥብቆታትን ኣብ ትዊተር ዝጽሕፎን ምውካስ ይከኣል:: ካብ ሰባት ብዛዕባይ እትሰምዕዎ ካላም ፋርቅ😂 ኢዩ::